View in Telegram
እዋናዊ መግለፂ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንውዕሊ ፕሪቶሪያ ስዒቡ ዝተጣየሸ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብኽባር መስዋእትና ዝተረኽበ ኣንፃራዊ ሰላም ብምዕቃብ መሰረታዊ ሕቶታት ትግራይን ህዝባን ንምምላስ እናሰርሐ ምምፅኡ ዝፍለጥ እዩ።  ይኹን እምበር ኣብ መንጎ ላዕለዋይ ፀፍሒ መሪሕነት ህወሓት ዝተፈጠረ ዘይምርድዳእን ድሕሪ ነሓሰ 2016 ዓ.ም ብግልፂ ዝተርኣየ ኣፈላላይን መሰረታዊ ሕቶታትና ንምምላስ ኣብ ዝግበር ዝተዋደደ ፃዕሪ ከቢድ ዕንቅፋት ፈጢሩ እዩ። 
Telegram Center
Telegram Center
Channel